Eriminds

ኪንዮ ሰናይን እኩይን፡ ስእለ ሓሳባዊ ዕላል ገለ ጠቢባን

"ኣነ ትገርመኒ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቀዳመይቲ መስመር'ያ፡ ከም'ዚ ከኣ ትብል፡ 'መጀመሪያ እግዚኣብሄር ሰማይን ምድርን ፈጠረ'።" ብምባል ዳርዊን ናይ ዘፍጥረት ቀዳማይ ምዕራፍ ፍቕዲ ሓደ ነበበሎም። "እዛ ጥቕሲ ምስ ረኣኹ'የ ምንባብ ቀጺለያ። ብዝኾነ እግዚኣብሄር መን'ዩ? ሃይማኖት እንታይ'ዩ? ሳክት ካብ ትጨቓጨቑ ግዳ በዛ ጉዳይ ዘይንሕኪ?"

About Me

1 POSTS
0 Comments
- Advertisement -spot_img

Latest News

ጥበብ ኣብ ደርፊ

ግጥማዊ ትሕዝቶ ሓንቲ ደርፊ ኣዝዩ ወሳኒ እዩ። ዘይወድቕ ኮይኑ ንኽነብር ከኣ ፍልስፍናዊ መልክዑ ብጥበብ ክስራሕ ናይ ግድን'ዩ ክኸውን ዝግበኦ።
- Advertisement -spot_img